ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ናይ 2016 ውጽኢት መጽናዕቲ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ገሊጹ። እቲ ውጽኢት፡ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ዝበዝሕዋ፡ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ባህሊ፡ ካብ ሃይማኖት እናረሓቐ ዝኸይድ ህዝቢን ኤስያዊት ሃገርን እናኾነት ትኸይድ ኣላ። ኣብ ኣውስትራሊያ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግሪኛ 4583፡ ተዛረብቲ ቋን ...